ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ አብ ዓዲ ሽምዱሑን ዝርከብ ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ቀዋሚ ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ አብ ዓዲ ሽምዱሑን ዝርከብ ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ቀዋሚ ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ኸፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት /TOT/ ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቐባልነት የብሉን::

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ነዚ ሰነድ አበ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

6 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተረጋገፀ አበ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ 7 መዓልቲ ሳንፕል ሰሪሑ ከቕርብ ዝክእልን ይክዉን::

7 ካብዚ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዋጋ መቀረቢ ወፃኢ ዝቐረበ ተቐባልነት ስለዘይብሉ አብዚ ዝተወሃበኩም ዋጋ መቀረቢ ጥራሕ ይምላእ::

8 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ አብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሰሪሑ ከረኽበ ዝክእል::

9 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር /ሓምሳ ብር / ብክፋል ክትወስዱ ትኽእሉ::

10 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

11 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/ 03 /2007 ዓ/ም ክሳብ 03/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዐት 11:30 ን 7 መዐልቲ ተጠቂዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 03/ 04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ይኽፈት::

12 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344 41 36 46

ሞባይል 0914 - 765389

ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ቢሮ እዩ ::


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo