ኤጀንሲና እቲ ምርእቲ ኤግዚቢሽን ንምልላይ ኣብ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ምስ ዝተዋፈሩ ትካላትን ናይ ቀረባብ ተኸላን ድንካን ስራሕቲ ዲጄይን ከካይድ ስለዝደለ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ
  • ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 4ይ ዙር ምርኢት ኤግዚቢሽን ቴክኖሎጂ ድሐረ ምህርቲ ሕርሻ ካብ ጥሪ 10 -12/2009 ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ከከይድ ተሊሙ አሎ ኣብዚ ምርኢት ኤግዚቢሽን ኣክ ክልልና ካልኦት ክልላትን ዘለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ድሕሪ ምህርቲ ቴክኖሎጂታት ኣብ ሐደ መድረክ ብምትእክካብን ብቀንዱ ሓረስቶት ካምኡ ዉን ኣብ ምድላዉ ፍርያት ሕርሻ ዝተዋፈሩ አናእሽተይ ማእከለዎትን ሰብ ሃፍት ከፈልጥዎን ምስ መፍረይቲ ዝተፈላለዩ ናይ ድህር ምህርቲ ቴክኖሎጂታት ብዕደጋ ንምትእስሳርን እዩ

1 ናይ ፕሮሞሽን ስራሕ ንምክያድ ዘክእል ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2009 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ኣብ ወርሒ ሓምለ ዲክለር ዝገበርኩም::

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳአታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::

5 ኣብ ናይ ፕሮሞሽን ስራሕ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንግዲ ትካላት ካብ ዕለት 5/03/2009 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/03/2009 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 ዘይምለስ ብር 50 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::

6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ / ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ / CPO/ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ዝኽእሉ:

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:

8 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ 3 መዓልቲታት ዉዕሊ ይኣስር

9 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ኣድራሻና ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር ሮማናት ዝያዳ ህንፃ ቀደማይ ደበሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምምፃእ ናይ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo