ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2007 ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማን ባትርን ደንቢ ክዳንን ብክልተ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2007 ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማን ባትርን ደንቢ ክዳንን ብክልተ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሕደስን ፎቶ ኮፒ ገይሩ ከቅርብ ዝኽእል::

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ::

3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኮነ::

4 ናይ መስከረም ወርሒ ዲክሬስዩን ዘቅርብ::

5 መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኽእል::

6 ናይ መሸነፍቲ ዘሸነፍኩምዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ክተረክቡ አለኩም::

7 ጨረታ ተለጢፉ ዝፀንሓሉ ዕለት 22 / 03 /2007 ዓ/ም ክሳብ 10 /04 /2007 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ንጎሆ አብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ በሮ ቁፅሪ 2 እናመፃእኹም ክትገዝኡ ትኽእሉ ::

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 10 /04/ 2007 ሰዓት 4:00 ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ አብ ቢሮ ሐለዎ ጥዕና ክልል ትገራይ ቢሮ ቁፅሪ 2 ተጫራቲ /ሕጋዉያን ወኪላቶም አብዝተረኸቡሉ ይኽፈት :: ተጫራቲ /ሕጋዉያን ወኪላቶም ብዘይ ምርካቦም ምኽፋት ጨረታ አይተአጋጎልን ::

9 ናይ ተወዳደርቲ ሽም : ፎርማ ማህተምን ክህሉ አለዎ::

10 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቐባልነት አይህልዎን::

11 ልዕሊ 10000. 00 እንተኾይኑ 2 % ዝኸፍል

12 ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 (ዓሰርተ ሺሕ) ከትሕዝ ዝኽእል::

13 ሰነድ ጨረታ መሸጢ ዋጋ ብር 50 (ሓምሳ ብር) እዩ::

14 ሆስፒታል እቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  • ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344481035/0010 ወይም ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 02 ብአካል ብምምፃእ መብርሂ ምሕታት ይካኣል::


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo