ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናዉቲ መሰልጠኒ ማሽናት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ

                               2 ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናዉቲ መሰልጠኒ ማሽናት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

1 ናይ GMFA/ ጀነራል ሜታል ፋብርኬሽን ብረታ ብረት ስራሕትን ናዉቲ መሰልጠኒ ማሽናት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::

                           ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደሊዩ ተጫረቲ

1 ን2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩም ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ቫት /VAT/ ኣብ ተወሳኺ እሴተ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፌኬትን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 30 /2007 ዓ/ም ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::

4 ናይ መቀረባይነት ሰርተፍኬት ተቕርቡ ትኽእሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝሐዝኹም::

5 እቲ ጨረታ ምስዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣትዩ ኣብ 10 ተ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት በናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴሞያን ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል::

6 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ብምግባር ምቅራብ ዝክእል::

7 ንሕድሕድ ሽያጭ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20.00 /ዒስራ ብር / እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 ካብ 23 /03/ 07 ክሳብ 07/ 04 /07 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እናመፃኹም ክትወስዱ እትክእሉ::

8 ንሕድሕድ ናዉቲ መሰልጠኒ ማሽናት ናይ 6 ወርሒ ጋራንት ክህብ ዝክእል::

9 ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዝምለሰ ብር 3000 .00 /ሰለሰተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ካዓ ብንግዲ ባንኪ ኣፍልጦ ዝተወሃበ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ኣቀድሙ ከትሕዝ ዝክእል::

10 እቲ ጨረታ ካብ ተጋወሐሉ ዕለት 08/ 04/ 2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴ /ሞያን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት::

11 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኾነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝሃለወ እንትከዉን ንዝበለፀ ሓበሬታ ብትሌፎን ቁፅሪ ኮሌጅና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 034 -777- 1828 ደዊልኹም ክትረኽቡ ትኽእሉ ምኮንኩም ንሕብር::

 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo