ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃዝተዉል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቁሑ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩን ን 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ አብ ዝርከብ ኩባንያ ወይድማ መቐለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም

  1. ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ፈቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለን ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጅናል ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
  2. ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
  3. ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቀፅሪ ወይድማ TIN No ከህልዎም አለዎ
  4. ተጫረቲ ናይ እስት ታክስ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም ሰርተፊኬት ከቅርቡ አለዎም
  5. ተጫረቲ ብፖስታ ዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ብር 10,000 ጨረታ መክበሪ ከትሕዙ ይግባእ
  6. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ብር 100 ብምክፋል መቐለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ወይድማ አብ ከተማ ማይጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ኩባንያ ኣብ መምርሒ ፋይናንስ መፂእኩም ምዕዳግ ዝክእሉ ምካንኩም ንሕብር
  7. ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዓርቢ ዕለት 2/3/2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪል ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ መቀለ ኣብ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት ኣብ ዝርክብ ቤት ፅሕፍትና ይክእሉ
  8. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዓይነት ብናይ ትካልና ፅሬት ተቆፃፃሪ ተቀባልነት Â እንተዘይረከቡ መቅረባይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምልስ ይግባእ
  9. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብራንድ ወይ ድማ ዓይነት ብንፁር ክገልፁ አለዎም
  10. ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ብናይ ባዕሉ ትረንስፖርት ናብ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ትካልና ከጎዕዝ ግዴታ አለዎ
  11. ኩባንያ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴልፎን 0347771259 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo