ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ኣብ ክ /ከተማ ቐ /ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ህንፃ ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ማተርያል : ጉልበትን ማሽነርን ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ትድሊዩ ደረጃ 10ተ ዓሰርተ ደቀቅቲ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቕላላ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም ::

ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ/ወያነ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ኣብ ክ /ከተማ ቐ /ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ህንፃ ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ማተርያል : ጉልበትን ማሽነርን ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ትድሊዩ ደረጃ 10 ዓሰርተ ደቀቅቲ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቕላላ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም :: ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቆሒታት::

1 ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 120 / ሐደ ምኢትን ዕስራን / ናይ ካላንደር መዓልታት ከጠናቕቁ ዝኽእሉ::

2 ድልየት ዘለዎም ደኣንት ናይ ኮንስትራክሽን ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100/ ሐደ ምኢቲ /ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልማዓት ከይዲ ስራሕ ከባብያዊ ልምዓት ቢሮ ቑፅሪ 30 ብርኪ ትካሎም ዝገልፅ ፍቓድን ብምቕራብ ክወስዱ ይኽአሉ::

3 ተጫራቲ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ፎቶ ኮፒን (ምሉእ) ሰነድ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ጠሚሮም ከቅርቡ አለዎም::

4 ተጫረቲ ብርኪ ትካሎም ዝገልፅ ፍቓድን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቐደን (ሙሉእ ዶክመንቶም ፎቶ ኮፒ) አብ ናይ ኦርጅናል ፖስታ ወየ ድማ ንብይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም::

5 ተጫረቲ ሰነዳቶም አሺጎም ብምቕራብ ሕድሕድ ፖስታ ማሕተም ዓሪፍዎ ሙሉእ ኣድራሻ እቲ ትካል ክገልፅ ይግባእ

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ከይዲ ስራሕ ከባቢያዊ ልምዓት ቅድሚ ዕለት 15/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ከቕርቡ አለዎም::

7 ተጫራቲ መኽበሪ ጨረታ 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብብሔራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪታት ዝወሃብ ኣበ ኩነታት ዝየተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክን ሌተር ኦፍ ክሬዴትን ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኽቅርቡ አለዎም::

8 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ከይዲ ስራሕ ከባቢያዊ ልምዓት ዕለት 15/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዓት 10 :00 ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት::

9 ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ከይዲ ስራሕ ከባቢያዊ ልምዓት እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo