ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ተቁ

ዓይነት ኣቅሓ

መለክዒ

በዝሒ

መብረሂ

1

ማርከር ኣርት ላይን

ፓኬት

100

Â

2

ደስተር

ቁፅሪ

30

Â

3

ደፍተር በዓል 50 ሉሕ

ቁፅሪ

9500

Â

4

ደፍተር በዓል 50 ሉሕ ስኬር

ቁፅሪ

90

Â

5

እርሳስ ቀዳማይ ደረጃ /ዶት/

ቁፅሪ

3500

ቀዳማይ ደረጃ

6

እስክርቢቶ ሰሚያዊ ኣልራይት

ፓኬት

124

Â

7

መደምሰስ ፐሊካን

ቁፅሪ

750

Â

8

ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፃኢ

ፓድ

100

Â

9

ቼክ / ኣብ ጫፍ በሊሕ ዝኮነ/

ፓኬት

120

Â

10

ፕላስተር /ስኮች ቴፕ/ ዓብይ

ቁፅሪ

40

Â

11

ናይ ተምሃሮ ቦርሳ

ቁፅሪ

50

ብሳምፕል መሰረት

Â

ካልኦትÂ ተወሰክቲ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ 5 መዓልቲ ከእቱ ዝክእል
  7. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 30 (ሳላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::
  8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 23 ጥቅምት 2009 ዓ/ም ክሳብ 7 ሕዳር 2009 ዓ/ም ስዓት 8:30Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 4:00 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo