ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ን 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት: አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 መረዳእታ መቅረባይነት

3 መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፈላይነት

4 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 2 ሕዳር 2009 ዓም ንግሆ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:00 ይክፈት

እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፊል ናይ ምስራዝ መስል አለና

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442541

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo