ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ተሽከርከርቲ ወንበር ዝተኣሳሰዉ ወንበራት ሸልፍ ናይ ወፃኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ጣብያ ጥዕና መቐለ
  1. ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ( ሰላሳ) ብምኽፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ብምግዛእ ኣብ ዘተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ የእትዉ::
  2. ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 17/ 02/ 2009 ክሳብ 06/ 03/ 2009 ዓም
  3. ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 6 /03/ 2009 ዓም 8:00
  4. ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 6 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 8:30
  5. መክበሪ ጨረታ 1000
  6. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
  7. ናይ ግብሪ ኸፈላይ መለለይ ካርድ (Tin id) ዘለኩም::
  8. ናይ መቕረባይ ሰርተፍኬተ ዘለኵም::
  9. Â
  10. ትካልና ዝሐሸ መማርፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
  11. ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጎኒ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ::
  12. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኺ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo