ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ንስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድዘለዎምን ናይ 2009 ዓ/ም ናይ መንግስቲ ግበሪ ዝከፈለኩም ምካኖም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ

2 አብ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ 3000 ከትሕዙ ዝክእሉ::

3 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20.00 /ዒስራ ብር / ብምኽፋል ጨረታ ሰነደ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይÂ ደጋፊÂ ኸይዲ ስራሕÂ ዕዳጋ ፋይናንስንÂ ምምሕዳር ንብረትንÂ ቢሮ ቑፅሪ 22Â ካብ ዕለት 16/02/ 2009 ዓ/ም ክሳብÂ 30/02/ 2009 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ Â

4 ተጫረቲ ዝከፈልኩሙሉ ድክለሬሽን ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኮፒን ብሸምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ክስብ ሰዓት 400 ዕለት 30 2 2009 ዓም ተእትዉ ትክእሉ

5 ጨረታ ዕለት 30/02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይኽፈት::

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምኡዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ሰዓራይ ዝኮነ ትካል እቲ ኣቁሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ዉሽጢ 10 ማዓልቲ ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር::

9 ናይ መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 60 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

10 ካብቲ ብቢሮና ዝተዉሃበኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ወፃኢ ቀይርኩም ምምላእ ኣይካኣልን ከምኡ እወን ናይ ጨረታ ሰነድ ድልዝን ግልፂ ኮይኑ ዘይንበብን ተቐባልነት የብሉን

11 ኩሉ ዓይነት ንብረት ኦርጅናል ቀዳማይ ደረጃ ክከዉን አለዎ ብበዓል ሞያ ምስ ተረጋገፀ አታዊ ይከዉን

12 እቲ ቫቱ ኣብ ሕድሕድ ዓይነት ኣቅሓ ናይ ሐደ ዋጋ ዝብል ባዕልኩም ደሚረኩም ኣቀምጥዎ ቫት ያስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ተቀባነት የብሉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo