ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

ጨረታ ዝምልከት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ንኩሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

ናይ ወርሒ መስከም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

መክበሪ ጨረታ 5000ሓሙሽተ ሺሕ) ቅርሺ ብሲፒኦ ዘትሕዝ

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ድጋሚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጥቅምቲ 17 2009 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካበ ፈፃሚ ዕደጋ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ምዉሳድÂ ናይ ተወዳደርቲ ዋጋ ዝገልፅ ሰነደ ጨረታ ክሳብ ሕዳር 1 2009 ሰዓት 830 ካብ ቢሮ ትምህርቲ ቀዳማይ ደብሪ ምዉሳድ ይከኣል

እቲ ጨረታ ሕዳር 1 2009 ዓም ሰዓት 8 ፡45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9 ፡00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ይክፈት

ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ

ዝኮነ ተጫራታይ ብዝዓባ ሰነድ ጨረታ ካልእ መብርሂ ዘድልዮ እንተኮይኑ ብጽሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከኣል

ሰዓራይ ጨረታ ንብረት ኣታዊ ዝገብረሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኮይኑ እቲ ንብረት ድማ ፅሬታ ብበዓል ሞያ አቲ ቢሮ ክረጋገፅ ይግባእ

እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477/ 0344408299 ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo