ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንቤት ዕዮ ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ :ናይ ተሃነፅቲ ምግብና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  • ግብረ 2008 ዓ ም ዝከፈልኩም
  • መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
  • ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም
  • ናይ መቅረባይነት ደፍተር ዘለኩም ክትጫረቱ ትክእሉ
  • መክበሪ ጨረታ ንምግብና 15000 ቅርሺ Â ንካልኦት ዘርፍታት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 11 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ
  • ጨረታ ዝዕፀወሉ 30 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8:20 ድሕሪሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ድማ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 8:40 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo