ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ዛላአንበሳ ነዞም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ዛላአንበሳ

ሪጋ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ፕሪንተር

ቁፅሪ

1

Â

2

ላፕቶፕ

ቁፅሪ

1

Â

3

ዴስክቶፕ

ቁፅሪ

5

Â

4

ፕሮጀክተር

ቁፅሪ

1

Â

5

D-link hub with 24 port

ቁፅሪ

1

Â

6

UTP cable

ሜትር

100

Â

7

RJ-45 original

ቁፅሪ

40

Â

Â

ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 09 /02 /2009 ዓም ክሳብ 21 /02/ 2009 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መክበረሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ

ሳንዱቅ ጨረታ 21/ 02/ 2009 ዓም ሰዓት 9:00 ይዕፆ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ጨረታ ዘሸነፈ አካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

ናይ 2009 ዓምÂ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነምበር መቅረባይነት ዘለኩም

ተመዝገብቲ ተወሳኪ ታክዝ ዝኮንኩም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347790100 /0347790075

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo