ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክርቲክ ኢንዱስትሪን አቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ

                         ምልክታ ግልፂ ጨረታ  ቑፅሪ  01/ 2007 
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ  ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ  ኣብ ኮሌጁ ንዝርከብ  ናይ  ምምሃርን  ምስትምሃርን  ግልጋሎት  ዝዉዕል ፅሕፈት  መሳርሒ :  ኤሌክትሮኒክስ  ህንፃ  መሳርሒ  : ኤሌክርቲክ  ኢንዱስትሪን  አቐሑት  ብግልፂ  ጨረታ  አወዳዲሩ  ክዕድግ  ይደሊ ስለዚ ጨረታ  ክትወዳደሩ  ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::
1 ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ  ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ  ፍቓድ  ዘሐደሱን::
2 ኣብ መቅረባይነት  ዝተመዝገበ::
3  ናይ ነጋዳይ መለለይ ቑፅሪ TIN/   ዘለዎ  ንተወሳኺ እሴት ታክስ/VAT/  ቫት  ዝተመዝገበን::
4  ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ንግስተ ሳባ  ቴክኒክን ሙያን መሰልጠኒ  ትካል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ  ዕፋንምምሕዳርን  ቑፅሪ  6  ዘይምለስ ብር  30 ሳላሳ  በቢዘርፉ ብምክፋል  ካብ ዕለት 15/ 03 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክወስድ  ዝክእል ምኮኑ::
5  ናይ ጨረታ ፖስታ  ቅድሚ  ምክፋቱ ፅሕፈት  መሳርሒ  ብር 3000   :  ኤሌክትሮኒክስ ብር  3000  :   ህንፃ መሳርሒ ብር 5000: ኤሌክትካል ኢንድስትሪ ብር  3000  ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ  ወይ ብባንኪ  ብዝተረጋገፀ  CPO  ከትሕዙ  ዝክእል::
6 ጨረታ  ዕለት  04 /04/ 2007 ዓም ሰዓት   4:00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት    04 /04 /2007 ዓ/ም   ሰዓት 4:30  ተጫረቲ  ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ  ዝተረከብሉ  ይኽፈት::
7  እቲ  ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  ብሙሉእ ይኩን  ብክፋል   ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ ::
ንዝበለፀ  ሓበሬታ
ቴሌፎን  ቑፅሪ  03 48 71 02 57   ደዊልኩም  ክትረክቡና   ትክእሉ  ምኮንኩም  ንሕብር ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo