ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን :ኤለክትሪክ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :ዘይትን ቅብኣትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ Â ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን :ኤለክትሪክ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት ዘይምለስ ብር 50 ን ዘይትን ቅብኣትን 30 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ Â ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

መክበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን : ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት 5,000 ቅርሺ ከምኡዉን ንኤለክትሪክ አቀሑትን ዘይትን ቅብኣትን 3000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17 /02/ 2009 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 452872 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo