ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም

  1. ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴልÂ /ስፐስፊኬሽን/ ምስራዝ አይከኣልን
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
  3. እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተዉሃበ እዋን ቦታን እንድሕር ዘይተረከቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ
  4. ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቀረበሉዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 07/ 02/ 2009 ዓ ም ክሳብ 21/ 02 /2009 ዓ ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ብ ስምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገÂ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጀናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል ብሐደ ኦርጅናል ጥራሕ ዘእተወ ድማ እቲ ሓደ ኦርጅናል ዝክፈት ኮይኑ ንዝመፅእ ጥርዓን ግን ተቀባልነት የብሉን
  5. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21 /02 /2009 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን
  6. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ዝከዉን ናይ ሕድሕድ ሰነድ ብር 5000 ብ ሲፒኦ ወይ ብብር ከትሕዝ ዝክእል
  7. እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ ባዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎን ኣለዎ
  8. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  9. ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
  10. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዩ ቁፅሪÂ /ቲን ካርድ/ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
  11. ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሸን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

ስቁ 0344460052

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo