ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም አብ ወረዳና ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ዘድልይን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሕተመት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ፈርኒቸር /Fabricated/ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም አብ ወረዳና ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ዘድልይን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሕተመት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ፈርኒቸር /Fabricated/ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

1 ኣብቶም ዝተጠቀሱ ዘፈራት ንገዲ ሕጋዊ ናይ አቕርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ዝኸፈልኩምን::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድ ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩም::

3 ኣብቶም ዝተጠቀሱ ዘፈራት ቫት ወይም ቲኦቲ ዝተመዝገብኩም ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 30.00 /ሳላሳ ብር / ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 17 /3 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 1/4/2007 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 1/4/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎ ኣብዘለዉሉ ይኸፈት ተዘይሃለዉ ዉን አብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይከፈትን ይግምገምን::

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝክዉን::

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ / ብ CPO ትሕዙ አለዎም::

  • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብር 3000 ሰለስተ ሽሕ ብ CPO ከትሕዙ አለዎም::

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፎርማን በዓል ዋና እንተዘይልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቀባልነት ኣይልዎን::

7 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ዉሽጢ 5 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይአሲሩ ዘትሐዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግሰቲ ካዝና አታዊ ይኽዉን::

8 ቤ/ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::


ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስቁ 0344430357 ምሕታት ይከአል:

ወረዳ 2 ኣዉላዕሎ ቤ/ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo