ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ጉሓፍን ግሪነርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይዘመንግብሪዝከፈሉዝተሐደሰንግዲፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊVAT(ቫትዲክሌር) ዝገበረንንግሪነሪVATን TOT ኣብመቕረብቲዝተመዝገቡመረጋገፂዘቅርብን

2 በዚመሰረትዝተዳለወስፐስፍኬሽንጨረታሰነድካብዕለት25/11/2009 ዓ/ም ክሳብ15/2/2009ዓምጀሚሩዘይምለስብር 50 ብምክፋልጨረታሰነድካብዕደጋክፍሊምዉሳድይከኣል

4 ጨረታዝዕፀወሉዕለት15/2/2009 ዓምሰዓት 8:30 ናይድሕሪሰዓትተዓፅዩበቲዕለት15/2/2009 ዓምሰዓት 9:00 ኣብቅድሚተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላትአብዘለዉዎይክፈትተዘይሃለዉንዉንኣብዉሽጢሳንዱቅዝተረከበፐስታብስርዓትይክፈትይግምገምን

5 ናይጨረታመክበሪንግሪነሪሎት 1ን 2ን ብር 3000 ንሎት 3 ብር 5000 እንትኮንንደረቅጎሐፍብር 1500 ካብባንኪዝተረጋገፀብሰፒኦከትሕዝአለዎ

6 ተጫራታይናይጨረታሰነድቴክኒካልብክልተፖስታሐደኦርጅናልንሐደኮፒንፋይናንሻልብክልተፖስታሐደኦርጅናልንሐደኮፒንብዝተዓሸገፖስታየቅርብ

7 ሰዓራይምስዓሩምስተረጋገፀኣበዉሽጢ 5ተ ናይስራሕመዓልቲብኣከልብምቅራብዉዕሊክኣስርይክእል

8ኣድራሻናዓይደርሪፈራልሆስፒታልታሕታወይበሪ

ተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344418437 ደዊልካምሕታትይክእሉ
Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo