ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋጢ ኣቁሑት ናይ ፅሕፈት ጎማ ኮንጎ ጫማ አረጊት ጎማ ናይ መኪና ናይ መቀያየሪ አረጊት መኪና : ሓዱሽ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕርንተር ፎቶ ኮፒ ናይ ዝዉገዱ ንበረትን አወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ትገዝኡ እትደልዩ አወዳዲረና ክንገእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 315 እንዳመፃእኩም ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
  • ናይ ዝዉገድ ንብረት ዝሽየጥ ነፃ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ዝተጫረቱ ምስ ሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረቱ ይወስድ

3 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 11/ 1/2009 ዓ/ም እስካብ 24 /1/2009 ሰዓት 9:00 ዝዕፆ ኣብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 24/1/2009 ሰዓት 9:30 ይክፈት

5 ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ

7 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10Â Â ንብረቱ ይወስድ

8 ንተወሳኪ ብቲ ተቀሚጡ ዘሎ ስፐስፌኬሽን ምስራዝ ዝተከልከለ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo