ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ብቅዓት ዘለዎም ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ዝሓዘ ኮንቴነር በዓል 20 ጫማን በዓል 40 ጫማን ኮንቴነራት ካብ ደረቅ ወደብ መቀለ ናብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ንምብፃሕን ምስተራገፈ ባዶ ኮንቴነር ካብ ሲምንቶ ፋብሪካ መሰቦ ናብ ደረቀ ወደብ መቀለ ከመላልስ ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

 ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ ዘለዎም

2 ናይ ጨረታ መክብሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ 5000 ብመልክዕ ሲፒአ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ካብ ተቁ 1 እስካብ 3 ከማልኡ ዝክእሉ ተጫረትቲ ናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 29/01/2009 ዓም ከቅርብ ዝክእል

4 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ስራሕ ዉሕስና 50000 ቅርሺ የትሕዝ

6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348400362 / 0344405806 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo