ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

1 ናይፅሕፈትመሳርሒኣቑሑት

2 ናይኤለክትሮኒክስኣቑሑት

3 ፅሬትአቁሑት

4 ብስክሌትመለዋወጢአቁሑት

5 ህንፃመሳርሒ

5ናይኤሌክትሪክኣቑሑት

6ሳኒተርንህንፃመሳርሒአቁሑት

7 ናይማሽናትመለዋወጢአቁሑት

8 ናይአዉቶአቁሑት

  • ናይ 2008 ዓ/ምዝተደሰንግዲስራሕፍቓድማቅረባይነትብተወሳኪድማግብሪከፋላይነትመለለይቁፅሪቲንናይወርሒሓምለ 2008 ዓምዲክለርዝገበርኩመሉመረዳእታብዝተዓሸገፖስታንዑኡተባሂሉናብዝተዳለወናይጨረታሳንዱቅምስሰነድጨረታዝመላእኩምሉዋጋክተእትዉአለኩም
  • ናይሕድሕድጨረታሰነድመምርሕንዘይምለስብር 20 ብምክፋልእቲጨረታካብዝተቓለሐሉዕለት9/01/2009ዓምጀሚሩክሳብዕለት 24/01/2009ዓምሰዓት 4:00 ቅደሚቀትሪሰነድጨረታካብኮሌጅቴክኒክንሙያንዓድግራትደጋፊከይዲስራሕዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርንቢሮቁፅሪ 03 ምዉሳድይከኣል
  • ጨረታዝዕፀወሉዕለት 24/01/2009ዓምሰዓት 4:30 ቅድሚቀትሪተዓሺጉብተመሳሳሊዕለትሰዓት 5:00 ድሕሪቐትረሪይክፈት
  • ዝርዝርናይጨረታመምርሒምስቲናይጨረታሰነድተታሒዙስለዘሎንዝርዝርጨረታመምርሒካብኡምርዳእይከኣል
  • ንዝድለሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋልክሓቱይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo