ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዴስክቶ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ

በዚ መሰረት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 1 2009 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምብራቅ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምግዛእ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ተጫረቲ ትካላት ነቶም ዝተዘርዘሩ አቁሑት ዝወፀ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ሴክረታሪ ካሸር ብር 20 ከፊልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

2 እንተወሓደ ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 1 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይቲ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከቅርቡ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16 01 2009 ዓም ሰዓት 400 ናይ ንግሆ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0914765563 ወይ 0914732785 ወይ 0344415343

ኣድራሻ ቀበሌ 17 ናይ መወዳእታ ታክሲ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo