ቤት ህንፀት መቐለ ንሶፋታት መስርሒ ጨርቅታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ
  1. በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእልÂ Â
  2. ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ዘመኑ ድክሌር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  3. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
  4. ተወዳደርቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅለላ ዋጋን ምስ ቫቱ ዋጋ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋመምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ወከሰዕፋንምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን
  5. ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 1 /13/ 2008 ዓም ክሳብ 11/ 1/ 2008 ዓም ሰዓት 3 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3;30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት
  6. መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  7. ብተወሳኪ ድማ ካብቲ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ
  8. ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል

ተቁ

ዓይነት ንብረት ወይ አገልግሎት

መለኪዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብረሂ

Â

Â

Â

Â

Â

1

ቀዳማይ ደረጃ ሶፋ ጨርቂ ብሳንፕል መሰረት

ሜትሮ

360

Â

Â

Â

Â

Â

2

ካልኣይ ደረጃ ሶፋ ጨርቂ ብሳንፕል መሰረት

ሜትሮ

120

Â

Â

Â

Â

Â

3

ቦብሊን ናይሶፋ ጨርቂ

ሜትሮ

100

Â

Â

Â

Â

Â

4

ቦብሊን ናይ ጨርቂ

ሜትሮ

60

Â

Â

Â

Â

Â

5

ጀዲድ ወራድ

ጠቃ

7

Â

Â

Â

Â

Â

6

ካኪ ናይÂ ወፃኢ

ጠቃ

5

Â

Â

Â

Â

Â

7

ናይ ጨርቂ ሜትሮ ዕማል

ቁፅሪ

5

Â

Â

Â

Â

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo