ቓላሚኖ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
  • ጥራምረ
  • ናይ ተምሃሮ ዩኒፎርም
  • መጋራጃ ሰፍዩ ዘቅርብ
  • መፅሓፍቲ

ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን

  1. ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል
  2. ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም
  3. ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ነሓሰ ወርሒ 2008 ዓም ዲክላራስዩን ከቅርብ ዝኽእል::
  4. Â ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
  5. ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኽዉን
  • ጥራምረ 2000
  • ናይ ተምሃሮ ዩኒፎርምÂ 2000
  • መጋረጃÂ 2000
  • መፅሓፍቲ 2000
    1. ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
    2. እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
    3. እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ ምስ ቫቱ / ብዘይ ቫት ምካኑ ይሕብሩልና
    4. አብቲ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ
    5. እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ
    6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 (ዒስራ ቅርሺጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
    7. እዚ ጨረታ መስከረም 12/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
    8. ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0938883229 / 0914 76 47 62 ምድዋል ይካኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo