ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ንምምሃር ምስትምሃ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክስ: ዕጥቅታት ስፖርት :መሳርሒ መለዋወጢ መኪናን: መሳርሒ ሙዚቃን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ

ስለዚ ንነፍስወከፍ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 13 መስከረም 2009 ዓ ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 13 መስከረም 2009 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo