አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
  1. ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ2008/ግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም
  2. ቫትተመዝገበቲዝኾንኹም Tin Number ዘለኩም
  3. ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/መሰረትክተቕርቡትክእሉ
  4. ናይወርሒሐምለ 2008 ዓምድክለራስዩንከቅርብዝክእል
  5. ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ3 መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ5 መዓልቲከቅርብዝክእል
  6. ጨረታመክበሪ2%ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝንዝስዓሮ 10% ንብረትዉዕሊመክበረብጥረገንዘብወይብባንኪዝተረጋገፀከትሕዝዝክእል
  7. ጨረታሰነድብር50.00 /ሓምሳብር/ ከፊሉክዕድግዝክእል
  8. ጨረታሰነድዝሽየጠሉካብዕለት07/09/2016ኣፈካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪክዕድግዝክእል
  9. ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት14/09/2016ኣፈሰዓት6:00
  10. ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት14/09/2016ኣፈሰዓት9:00ድሕሪቀትሪተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣበዝተለከብሉኣበዋናቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስዝክፈትይኸዉን
  11. ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo