ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ምልክታ  ጨረታ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ  መሳርሒታት  ፅሕፈት  ክገዝእ  ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ነዚ ዝስዕብ ረቆሓታት  እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1  ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን  ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/,  VAT  ተመዝጋቢ ዝኾነ   VAT ድክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ምስክር  ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ  ዘቕርብ::
2  በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ  ቢሮ ቁፅሪ  110 ካብ ዕለት 03 /03 /07 ዓም  ጀሚሩ  20 ቅርሺ  ብምክፋል ምዉሳድ  ይካአል::
3  ናይ ጨረታ  መክበሪ ሲፒኦ  /CPO/ ብር 3000.00 /ሰለስተ  ሽሕ  ብር / ከትሕዝ ዝኽእል  ትክእል::
4  እቲ ጨረታ  ዕለት 03 /03 /07 ተጀሚሩ   ዕለት 23/03/07 ሰዓት 9:00  ናይ  ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::
5  ጨረታ ዕለት 23/03/07 ዓ/ም  ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ  ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ  109 ይኽፈት::
6  ነቲ አቅሑት  አብ ዉሽጢ  10 መዓልቲ  ዘረክብ::
7  ቢሮና  ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን  ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
8  ኣድራሻና  ከበቢ ጥዕና  ጣብያ  መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ  ህንፃ አብርሃም ደስታ  ቀደማይ ደብሪ::
9  ንተወሳኪ  ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177  ደዊልክ መብርሂ ምሕታት  ይከኣል::
10  ናይ  ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን  በዓል እንትዊሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo