ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ /ፃ /እምባ በዝሒ 150 ሐበራዊ ዒላን ናይ መኪና እስፔርታርትን መቐያየርን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕን ክዕድግን ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

ምልክታ ጨረታ ናይ ሐበራዊ ዒላን ናይ መኪና እስፔር ፓርትን መቐያየሪ ኣቑሕትን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ /ፃ /እምባ በዝሒ 150 ሐበራዊ ዒላን ናይ መኪና እስፔርታርትን መቐያየርን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕን ክዕድግን ይደሊ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት

  1. በቲ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን ቲን ካርድን ብክልተ 2 ኮፒ ከቅርብ ዝክእል::

  2. አብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝግብኦም ተመዝገብቲ ቫት ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ወርሒ መስከረም 2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ ኣብ እዋን ጨረታ ኦርጅናልን ከቅርብ ዝክእል::

  3. ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ንንሕድሕዶም ዘይምለስ ብር 50 ከፊሎም ካብ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝትጋወሐሉ ዕለት ካብ 10/ 03/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 25/03/ 2007 ዓ/ም ካብ ወረዳ ሳ ፃ እምባ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምርን ብምውሳድ ዋጋ መሊኦም ብክልተ 2 ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ጭረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ዝክእል

  4. ጨረታ መክበሪ ብስፒኦ ወይም ብጥር ገንዝብ ጥራሕ ኮይኑ ንሐበራዊ ዒላ ብር 50,000 /ሐምሳ ሽሕ /ብር እንትኸዉን ንናይ መኪና እስፔር ፓርት መቐያየሪ ኣቐሑት ብር 5000 ሐሙሽተ ሽሕ ብር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ንጨረታ ዝተዓሸገ ፖስታ ሓቢሩ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ዘእትዉ ከትሕዝ ዝክእል::

  5. ናይ ሐበራዊ ዒላ ጭረታ ከጨረት ክወዳደር ዝክእል ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮነ::

  6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

  7. ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይቲ ዝተሰዓረ ዋጋ መጠን ናይ ምዉሳክን መቅናስን መሰል ኣለዎ::

  8. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25 /03 /2007 ዓ/ም ድ /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ድ/ ሰዓት 8:30 አብ ቤተ ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ ፃ እምባ ይኽፈት ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470506 /0344470556 ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo