ማእከል ቤት ሕንፀት ራያ አላማጣ ንህንፀት ስራሕቲ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ቤት ሕንፀት ራያ አላማጣ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለ ምኮኑን መረጋገፂ ዋናን ቅድሕን ነንበየኑ ከቅርብ ዝክእል

2 መቅረባይነት ዘለዎን መረዳእታ ግብሪ ከፋለይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ መክብሪ ቢድቦንድ 20000 /ዒስራ ሽሕ ቅርሺ /ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ምዕዳግ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ራያ አለማጠ ምዉሳድ ይከኣል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 20 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 10 መስከረም 2009 ዓም ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ አየር ይፀንሕ

7 ሰነድ ጨረታ 10 መስከረም 2008 ዓም ሰዓት 6:00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ማእከል ቤት ህንፀት ራያ አለማጣ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ጨረታ ብናይ ባዕሎ ናብ ማእከል ህንፃት ራያ አላማጣ ከቅርብ ዝክእለ

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን

10 ነቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝሞከረ ካብ ጨረታ ወፃኢ ካብ ምኮኑ ሓሊፉ ኣብ ዝኮነ ጨረታ ካይሳተፍ ሰኩላር ደብዳቤ ይፀሐፈሉን ቢድቦንድ ይዉረስን

11 ጨረታ ምስተከፈተ ንዓርስካ ካብ ጨረታ ምግላል አይፍቀድን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረጺ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

13 ብናይ ፋይናስ ሕጊ መሰረት ክልተ ሚኢታዊ ክከፍል ዝክእል

14 ሰዓራይ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ክኣስር ዝክእል ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ዘረክብ

15 ናይ ካልኣይን ሳልሳይን ተጫረቲ ቀዳማይ ሰዓራይ ክሳብ ዉዕሊ ዝኣስር መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ተታሒዙ ይፀንሕ Â

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914785717 0347740587 ደዊልካ ምሐታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo