መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግይ ደደሊ

ሆስፒታል መቐለ

በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ

  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
  2. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ዝክኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ
  3. ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
  4. ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 3000 ከቅርብ ዝክእሉ::
  5. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  6. እቲ ጨረታ ዕለት 04/12/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
  7. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
  8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዝተዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎÂ ከምኡዉን ካበ ሆስፒታል ኣብ ዘዉፅኦ ተደላይ ረቆሒታት ዝፀሓፍ ተቐባልነት የብሉን
  9. ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
  10. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::
  11. ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ አቅሓ ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅሪቦም ብመምርሒ ዕደጋ ስጉምቲ ይዉስድ
  12. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  13. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ ::
  14. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
  15. ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125/2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo