ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2009 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 1ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት ደቀቀቅቲ አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓብዮ ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል

1 ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን አብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ቫት ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ከፈሊ ግብርን መለለይ ቲን ናምበር ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይ ወርሒ ሐምለ 2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ ምዃኖም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ግበሪ 2008 ዓ/ም ዝኸፈሉን ንግዲ ፈቃድ 2008 ዓ/ም ዘሐደሱን

5 ተጫረቲ ዝጫረትሉ መወደደሪ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ብንፁር ሸምን ፊርማን ማህተምን ብዘተዓሸገ ፖስታ አብ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል

6 ተጨራታይ ጨረታ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተ ናይስራሕ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ አሲሩ መክበሪ ዉዕሊ 10% ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን ተጨራታይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉትራንስፖርት ናብ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ክቕርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ /Specification/ ዘይምለስ 30 ብምክፋል ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤት ህንፀት ማእከል ምዉሰድ ይኽእለ

8 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 24 /12/2008 ዓ/ም ክሳብ 7/01/2008 ሰዓት 6:00 ቅድሚ ሰዓት ይዕፀዉ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድሐሪ ሰዓት ይክፈት

10 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዝምለስ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

11 ተጫረቲ ብዘይ ኣገባብ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ሕጋዊ ስጉምቲ ንወስድ ምዃና ከምኡ እዉን ዘተሓዝዎ ጨረታ መኽበሪ ገንዘብ ዝዉረስ ምኻኑ ክፈልጡ አለዎም

12 አብ እዋን ጨረታ ምርኣይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ አለዎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይ ምቅራቦም ጨረታ ምክፋት/ ምርኣይ/ ኣይተአጓጎልን

13 ትካልና በጀቱ ብምርኣይ 20% ናይ ምዉሳክን ወይ ናይ ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ልዕሊ 10000 ብ ዘሸነፈ ነጋዶ 2% with hold ናይ ምክፋል ግዴታ አለዎም

15 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ተጫረቲ ግልፂ አብ ዘይኮነሎም ብአካል መፂኦም ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0348460123 0914154817 / 0919098882 ደዊልካ ምሐታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo