ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ

ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ

ስለዚ ቀፂሎም ዝተረርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
  2. ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኑን ወረቀት ምስክርን ከቅርብ ዝክእል
  3. ምዝገባ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎ
  4. ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
  5. ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ናይ ዝጫረተሉ ጠቅላላ ዋጋ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
  6. Â ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 20 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 2 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ምብራቅ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ ዓዲግራት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ትክእሉ
  7. ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  8. እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ 2 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 730 ኣብ ዞባ ምብራቅ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ ዓዲግራት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 2
  9. ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን እቲ ዘሸነፎ ንብረት አብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ
  10. ተወሳኪ መረዳእታ ኣብ ናይ መምርሒ ተጫረቲ ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ምርኣይ ይከኣል
  11. እቲ Â ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo