ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ , ሞተር ሳይክል ናይ ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት , ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት , ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ /ብዳእንት ንዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ሞተር ሳይክል ናይ ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ /ብዳእንት ንዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እትማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ , Tin /ቲን /ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት አብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 ንሕተመትን ሞተርን ሳይክልን ንኤሌክትሮኒክስ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት /ፋ /ክ /ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00 በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘሎ እዋን ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ሲፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ናይ ሕተመት መሳርሒ ናይ ባጃጅ ኪራይ ግልጃሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ንሕድሕድ 3000 ብር ንሞተር ሳይክል 1500 ብር ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል::

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25 /3 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 25/ 3 /2007 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 9:00 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት ::

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8 ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ዝወዳደሩ ብዳእንት ዝተወደቡ::

9 ናይ ባጃጅ ክራይ ግልጋሎት ዝወዳደሩ ክልተ በጃጅ ከቅርብ ዝክእል::

10 ኣድራሻና ሰሜን ከባቢያዊ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ፊት ንፊት ሄራን ሆቴል ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ ::

11 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0914031563 / 0920433146 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

12 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo