ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ጀነሬተር :ትቦታት ማይን መገጣጠምን :መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

  1. 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ፍቃድ ንግዲÂ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ፣ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታታት እትብልዎም ዘይምለስ ቅዳሕ ብምግባር ክተታሕዙ እትክእሉ
  2. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክትወስዱ ትክእሉ
  3. ተጫረቲ ጨረታ መክበሪ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ብዝረጋገፀ ቼክ ወይንድማ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
  4. እቲ ጨረታ 3 ጳጉሜን2008 ዓ ምሰዓት 4 ፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ይክፈት
  5. ተጫራቲ ስዒሩ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ክከዉን ኣለዎ
  6. እቲ ቤት ፅሕፈት Â ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500342 ከምኡዉን 0345500064 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo