ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ መከና ጎማ :ናይ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
  1. ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/Â መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  4. ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2008 ዓ/ም ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  6. መቅረብቲ ካብ ዕለት 18/12/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 03/13/ 2008 ዓ/ም 50.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መኽበሪ ጨረታ ንፅሐፈት መሳርሒ 6000 /ሓሙሽተ ሽሕ/
  8. መኽበሪ ጨረታ ንናይ መኪና ጎማን ስፔርን ንሕድሕድ 4000 /ኣርባዕተ ሽሕ/ ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
  9. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 03/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  10. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 03/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  11. ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
  12. ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለትÂ ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
  13. ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
  14. ትካልና ካብቲ ዝተገለፀ 20% ናይ ምቅናስን ናይ ምዉሳክን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  15. ሰዓራይ ትካል ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝን መራገፍን ከቅርብ ዝክእል
  16. ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
  17. ነብሰ ወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402860 ምርካብ ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo