ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቐሑት , ኤሌክትሮኒክስን , ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

                     ምልክታ ጨረታ

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቐሑት , ኤሌክትሮኒክስን , ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

አብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ አቐራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቆሓታት

1 ምስቲ ዘቕርቦ ኣቐሑት ተዛመድትን ዘለዎምን ሕጋዊ ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎምን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ /VAT/ ተመዝጋቢ ምኾኖም ዝገልፅ ናይ ወርሒ መሰከረምን ጥቅምትን ዲክለር ዝገበሩ ምኮኖም ዝሕብር መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ::

4 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ነንሕድሕድኡ ጨረታ ሰነድ 1000/ ሐደ ሽሕ ብር/ ብናይ ኢትዩያ ብሄራዊ ባንክ እዉቅና ዝተወሃቦ ባንክታት ስፒኦ መቕራብ ዝኽእል ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

5 አሸናፊ መኮኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሽነፈሉ ንብረት ዋጋ 10 % ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዝ ዝኽእል ኣትሒዙ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዘሸነፎ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚያ ናብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ እቲ ንብረት አታዊ ክገብር ዝኽእለ::

6 ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 20.00 ንህንፃ መሳርሒ ብር 15.00 ንኤሌክትሮኒክስ , ንፅሬት ኣቑሑን , ንመኪና ጎማ ብር 10.00 በምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነጥበባትን ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንበርት ምምሕዳር ካብ ዕለት 12/03 /2007 ዓ/ም ሰዓት ክሳብ ዕለት 29 /03 /2007 ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብቲ ንጭረታ ሳንዱቕ ዝተዳለወ አታዊ ክገብር አለዎ::

7 ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/03/2007 ዓ/ም ስዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 29/03/2007 ዓ/ም ስዓት 4:30 እዩ::

8 አብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ አብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ አብ ናይ አቑሕትን ግልጋሎት መቀረብቲ ምኮኖም ዘረጋግፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ኮፒ ገይሮም ከትሓሕዙ አለዎም::

9 ጨረታ እንትከፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክረከቡ ንዕድም

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እተ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ካብቲ ዝሰዓረ ንብረት 20 % ክዉስክን ከቅንስን ይኽእል::

12 አብ ዝቐረቡ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን ሓበሬታ እንተሃልይዎም አብ መብረሂ ይሐብሩልና::


 

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻ ኮሌጅ ኪነ ጥብባት ትግራይ ዝርከበሉ ቦታ ፎቶ ደስታ ጥቃ ጥዕና ጣቢያ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348409309/10 ወይ ሞባይል ቁፅሪ 0914 766550 ምድዋል ይካአል


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo