ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ዘገልግል ፈርኒቸር :ፍራናሽ: መተርኣስን ኮበርታን ብጨረታ አወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ተቁ

ዝርዝ ኣቁሑት

መዓቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ናይ መፃሕፈቲ ሸልፍ/Reading corner Shelf

ቁፅሪ

1008

ብስፐስፊኬሽን መሰረት

2

ሳፁን ተንቀሳቓሲ/ Movable Storage bin for book bank

ቁፅሪ

1008

ብስፐስፊኬሽን መሰረት

3

ፍርናሸ/ 190X90/ ቀዳማይ ደረጃ ፎም ሰን

ቁፅሪ

207

ዓዲ ዉሽጢ

4

መተርኣስ/40X60

ቁፅሪ

207

ዓዲ ዉሽጢ

5

ኮቦርታ/160X220/

ቁፅሪ

207

ዓዲ ዉሽጢ

6

ኣንሶላ/156x230/

ቁፅሪ

207

ዓዲ ዉሽጢ

Â

በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንፈርኒቸር 30,000.00 ንፍርናሽን መተርአስን 5000.00 ንኮበርታን ኣንሶላን 3000.00 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንፈርኒቸር 100 (ሓደ ሚኢቲ ብር) ንፍርናሽን :መተርኣስ : ኮበርታን ኣንሶላን 30 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 17 ነሓሰ 2008 ዓ/ም ክሳብ 2 ጳጉሜን 2008 ዓ/ም ስዓት 8:30Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  8. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  9. እቲ ጨረታ 2 ጳጉሜን 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo