ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲን ሀለቅት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬትን ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ አቁሑትን ፎቶኮፒ ምርባሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ሰነ ወረሒ 2008 ዓም ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 3000.00 (ዓሰረተ ሽደሽተ ሽሕ) ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ሰነድ ብር 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ከብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ከምኡ እዉን 5 ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 17/12/2008 ጀሚሩ ክሳብ 1/13/ 2008 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 1/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት

6 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹንÂ

ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401875 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ4 ወይድማ 5 ጥቃ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo