ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ
  1. ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 16 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 1 ጳጉሜን 2008 ዓም ካብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ኮንደሚንየም ግራዉንድ ቁፅሪ 2 ምዕዳግ ትክእሉ
  2. ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት
  3. ሕጋዉ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ምስክር ወረቀት መቅረባይነትን Â መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. መከበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙÂ ዝክእሉ
  5. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሰነ ፀብፃብ ዘቅርቡን
  6. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
  7. ተጫራታይ ምስÂ ሰዓረ እንተዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ አይምለስን
  8. ጨረታ ጳጉሜን 1 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀተሪ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo