ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ደምቢ ክዳንን: ናይ ፅሕፈት መሳርሕን :ናይ ፅሬት አቁሑን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ብመሰረት እቲ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ተመዝጋቢ Â ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ ዝክእሉ::

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ /Tin no/ ቑፅሪ ዘለዎም

5 ጨረታ መኽበሪን ናይ ደንቢ ክዳን 5000 ቅርሺ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 1000 ቅርሸ Â ናይ ፅሬት አቅሓÂ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተወዳደረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ Â ዉዕሊ አሲሮም ንደንቢ ክዳን ኣብ ዉሽጢ 1 ወርሒ ንፅሕፈት መሳርሒን ንፅሬት አቅሓን ኣብ ዉሽጢ 13 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ኣብ ኮምሽን ፖሊስ ከቅርቡ ዝክእል

7 ተወዳደረቲ አብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ::

8 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 6 ነሓሰ Â /2008 ዓ/ም - 20 ነሓሰ Â 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ አብ መ/ቤ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ

9 እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩÂ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

10 Â ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ 20% ምዉሳክን ምንካየን ይክእል እዩ

ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo