ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት: ኮምፒተራት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: አቁሑት ቢሮን:ቀወምቲ ተክሊ ፈልስታትም ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ2

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 4 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 19 ነሓሰ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
  2. መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
  3. ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
  4. ናይ ወርሒ ሰነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
  6. መክበሪ ጨረታ Â ንመሳርሒ ፅሕፈት 10,000 ቅርሺ Â ንካልኦት ድማ ንሕድሕዶም 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
  8. ሳንዱቅ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፍት 19 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት ንኮምፒተራት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 800 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት ንአቁሑት መለዋወጢ መኪና 20 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓጽዮ ብተመሰሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት ንአቁሑት ቢሮ 20 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 800 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለትሰዓት 8:30 ይክፈት ንቀወምቲ ፈልሲ ተክልታት 20 ነሓሰ 2008 ዓምÂ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት Â
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo