ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 3/12/08 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ /CPO/ ብር 3000.00 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል::
4 እቲ ጨረታ ዕለት 4/012/08 ተጀሚሩ ዕለት 18/12/08 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::

5 ጨረታ ዕለት 18/12/08 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊÂ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::

6 ነቲ ኣቁሑት አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘቅርብ::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉ ንሕብር

9 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo