ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ

ኢንቨስትመንት ትእምት

 በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ጉና ህንፃ(ከባቢ ማይደገነ) ቢሮ ቁፅሪ 214 ብር 50 እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ንዕድም እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 19ሓምለ 2008 ዓም ን5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25 ሓምለ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo