ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሑፍ ሕትመት ዘለዎም ካናቲራታት ወይዉን ቲሸረት :ቆቢዕ :ሪባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ግንቦት ወርሒ ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ብር 4000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኢትዩያ ንግዲ ባንክ ካብ ዝተፈለጠ ንግዲ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ከትሕዙ አለዎም

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ደኩመንት ብር 20.00 /ሳላሳ /ብምክፋል አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 11/11/2008 ጀሚሩ ክሳብ 25/ 11/ 2008 Â ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/11/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 25/11/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት

6 ተጫራቲ ሰዓሪ ተባሂሉ ዉዕሊ ካብ ዝኣስረሉ ዕለት ጀሚሩ ብዝቀርበሉ መርአያ ወይዉን ሳምፐል መሰረት አብ ውሸጢ 20 መዓልትታት ሰሪሑ ከረክብ አለዎ

7 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወÂ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 18 75 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo