ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ንሆስፒሉ ዝዉዕሉ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝዝርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ን ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

ናይ 2008 Â ዓ ∙ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምÂ ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ክኮኑ ኣለዎም

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ፍቃድÂ መቅረባይነትÂ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብርንÂ ካልኦት ዘድልዩÂ መረዳእታታት ቅዳሕ ዘቅርቡ ከኮኑ ኣለዎም

ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጡ

እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8 ሓምለ 2008 ዓ ∙ም ክሳብ ዕለት 18Â ሓምለ 2008 ዓ ∙ም ኣብ ጠቅላላ ማለት እዉን ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ና
ብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምእታዉ ይከኣል

መክበሪ ጨረታ ማለት እዉን ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ Â 10% ናይ ዝሰዓርዎ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

እቲ ጨረታ ዕለት 18 ሐምለ 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 3 ፡00 ቅድሚ ሰዓት Â ተዓፂኡÂ በቲ ዕለት 18 ሓምለ 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ሰዓት ተወዳደርቲÂ ባዕሎምÂ ወይንምÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረክብሉ ኣብ ቢሮ ጥዕናÂ ክልል ትግራይ ከተማ መቀለ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ነተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344452201 ደዊልካ ምሕታት የካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo