ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ዘየገልገሉን ዘገልገሉን ኣቁሑትን መፅሓፍትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

ስለዚ ካብ ዕለት 20/10/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/11/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ኮሌጅና ደጋፊ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ብር ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘደላናዩ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

Â

1 ንጨረታ መኽበሪ ብር 1000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ቅድሚ ምክፋቱ ከተትሕዙ ትክእሉ

2 ጨረታ ዝዕሽገሉ ዕለት 04/11/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/11/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:45 ቅድሚ ሰዓት በዓል ዋና እንተኮይኑ ንፅባሓቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምቅራቦም ስነ ስርዓት ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ከይተከፈተ ዝምለሰ ሰነድ ጨረታ የለን

5 ኣብዚ ጨረታ ቅሬታ ዘለኩም ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ሰዓት መዓልቲ ቅሬታኩም ክተቅርቡ ከምትክእሉ

6 ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ከፊሉ ንብረቱ እንተዘይወሰዱ ግና ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን እቲ ንብረት ደግሞ ይጫረት

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተፈተሉ ዕለት ን 15 መዓልቲ

8 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ደኩሜንቶም ሽምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልይዎም ተቐባልነት ኣይልዎምን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo