ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ሕሙማት ምግቢ ዝወዕል ጣፍ: ስጋ :ኣስቤዛ : ሸቀጣ ሸቀጥን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ከምኡ እዉን መቅርባይነት ዘለኩም

2 ንመንግስቲ 2% with holding ክከፍሉ ዝክእሉ

3 እቲ ጨረታ ተመሊኡ ዝቀርበሉ ከብ ዕለት 16/10/2008 ዓ/ም ክሳብ 30/10/2008 ዓ/ም ይኸዉን

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 30/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን 4:30 ይክፈት

5 ተጫራታይ ናይ ኣስቤዛ ዝምልከት ናይ ኣትክልትን ፍራምረን ሸቀጣሸቀጥ ዝምልከት ናይ ሸቀጣሸቀጥ ስጋ ዝምልከት ናይ ስጋ ጣፍ ምልከት ናይ እክሊ ንግዲ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ብር 30 ከፊልካ ምዉሳድ ይከኣልን ናይቲ ጠቅላላ ዋጋ 10% ከትሕዝ ዝክእልን ምካኑ ፈሊጡ ዝወዳደር

7 ጨረታ ዘሸነፈ ክሳብ 30/10/2008 ዓ/ም በቲ ዝሰዓሮ Â ዋጋ ከቅርብ ዉዕሊ ክአሰር ዝክእል

8 ተጫረትቲ ብናይ ባዕሎም መራገፍን መፅዓንን ከምኡ እዉን ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ከቅርቡ ዝክእሉ ምካኖም

9 ሰዓራይ ኣብ ዝቀርብ ዓይነት ምግቢ ኣስቤዛ ሸ ሸቀጥ ብናይ ቤት ፅሕፈት ትእዛዝ ኣብ ዝተደለየ ግዜን በዝሕን ከቅርብ ዝክእል

10 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ብር 5000 ሓሙሽተ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሐበሬታ ምርካብ ይከኣልÂ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo