ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሃገረ ሰላም ሓደ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ናይ ደገ አምፑል ምስ ሓቃፍኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሃገረ ሰላም

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2 ዶክመንት ዋጋ 100 ቅርሺ

3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 17/ 10 /2008 ዓምÂ ክሳብ 24 ሰነ 2008 ዓም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

5 ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 3000 ቅርሺ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343390210

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo