ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል አዲስ ጎማ ምስ ካላማደርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

 በዚ መሰረት ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልከት Â ኮይኑ ናይ Â 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
  2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ዓም ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
  5. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 6 ሰነ 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2Â 60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ Â 21 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶምÂ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና Â ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ Â ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ Â ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  8. እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ጨረታ Â ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  9. እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን
  10. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo