መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 6/6/2016 -Â 14/6/2016 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት አብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ክወስዱ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይኽእሉ

4 ጨረታ ዕለት 6/6/2016 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 5000 (ሐሙሽተ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo